ሱታፌኹም


ኵልኻትኩም ክቡራት ደቂ ቤተ ክርስቲያን(Eritrean Orthodox Tewahido Church) ብመሠረት አብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ አርእስትን ካልእ ተዛመድቲ ዓውድታት ቤተ ክርስቲያንና ይጠቅም ኣብ እትብልዎ መንፈሳዊ ነገራት ኵሉ ግዴኹም ከተበርክቱ ንትንሣኤ ቤተክርስቲያንና ሓቢርና ክንሰርሕ ጽሑፋትኩም ናብ ኢመይል kesatiebirhan@gmail.com ክትልእኩልና ጦማረ ማዕዶት ብትሕትና ትዕድመኩም።

ኣካላት ናይዚ መጦመሪ ዓውዲ እዚ
  • ሃይማኖትናን ሥርዓት ቤተ ክርስቲያናን
  • እንጌራ ሕይወት
  • ታሪኽናን ትውፊትናን
  • ዝክረ አበውን ቅዱሳት መካናትናን
  • ቋንቋናን ቅዱሳት መጻሕፍትናን
  • ዜና
  • ንቕሑን ኣስተውዕሉን
  • ትንሣኤ ቤተ ክርስቲያንና ብኸመይ?