በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።
ብሰላም ናብ ክቡር በዓለ ዕርገት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዘብጽሓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስጋና ይብጽሓዮ። እምበኣር ብምቕጻል ቍሩብ ስፍሕ ዝበለ ትምህርቲ ዕርገት ንኸነንብብ፦ ቅድሚ ሕጂ ንዝወጸ ጽሑፍ በዓለ ዕርገት (
ቀዳማይ ክፋል፤
ካልኣይ ክፋል፤
ሣልሳይ ክፋል) ክንምልከት ብትሕትና ንዕድም።
በዓልና በዓለ ፍስሓ ይግበረልና።
No comments:
Post a Comment